ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ዘይትን ቕብኣትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዓይነት ኣቐሓመፍለዪ ቑፅሪመዐቀኒበዝሒናይሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ሃርድ ቶፕ-23823
1ኦይል ፍልትሮ90915-30002ቑፅሪ01
2ፊውል ፍልትሮ23390-51070ቑፅሪ01
3ዳሽ ሪር ለወር90385-18021ቑፅሪ04
4ዳሽ ሪር ኣፐር90385-18022ቑፅሪ04
5ዳሽ ፎር ሪር ስፕሪንግ ፒን90380-14056ቑፅሪ02
6ዳሽ ፎር ሪር ስፕሪንግ ፒን ኢነር90389-22003ቑፅሪ02
ኮብራ/105/0127
1ኦይል ፍሊትሮ90915-30002ቑፅሪ01
2ፊውል ፍሊትሮ23390-64480ቑፅሪ01
3ኢለመንት ኪት04234-68010ቑፅሪ01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2015 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን IIN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ::

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 15/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 8፡15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 8፡30 ይኸፈት::

➢ ዝቐርብ መረዳእታ ሕድሕድ ኮፒ ከቕርብ ይግብእ።

➢ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ዝተመሓየሸሉ ፊርማ እተዘይብሉ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ብጥብቒ ነተሓሳስብ።

➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::

➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ክኸውን አለዎ::

➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።

➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።

➢ ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ዩ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo