ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ገዛ ማዕዖ ጣውላ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ

ነዞም ኣቑሑት ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 15/2/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

•ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

• (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን

• ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም ::

NoDiscriptionUnitQuantityUnit PriceTotal
Supply & fix flush type wooden door of 40mm thick semi solid both sides covered with 3mm thick play wood /panel wood/ kerrero or Equivalent decorated with three coats of vamish paint, price includes frame, hinges cylinderical lock, handle & Iwith all other accessories ( drawing & material approved by the eingineer)
A) Door 1 - 75 220 cmM24.95
b) Door 2- 80 *220 cmM23.52
c) Door 3 - 85 220 cmM21.87
d) Door 4 95*220 cmM22.09

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀለ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ 7/ሽውዓተ/ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

• ሳዓራይ ሳዓራይ ንዘሸነፎም ማዕፆ ጣውላ አብቲ ገዛ ከይድካ ናይ ምግጣም ግዴታ ኣለዎ

• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo