ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ ኣካል ጉዱኣት ሞተር ሳይክል 3 እግራ መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቁዝርዝር ንብረትመፍለዪመለክዒበዝሒናይሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1አትሌራ ማሪፕ ምስ ሓቛፍኡሙሉእTAG 125 ZH 3 እግራ ሞተር ሳይከልቑፅሪ01
2ካቴናቑፅሪ02
3ፒስቶን ፋሻቑፅሪ01
4ጋስኬትቴስቴታቑፅሪ02
5ካምቑፅሪ02
6ካሊታ መሪቑፅሪ02
7ኩችኔትቑፅሪ02

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2015 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን IIN Nን ከቅርቡ ዝኽእሉ::

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 15/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4፡00 ይኸፈት፡፡

➢ ዝቐርብ መረዳእታ ሕድሕድ ኮፒ ከቕርብ ይግብእ።

➢ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ዝተመሓየሸሉ ፊርማ እተዘይብሉ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ብጥብቒ ነተሓሳስብ።

➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::

➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ዕሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ክኸውን ኣለዎ::

➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።

➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።

➢ ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ዩ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1‛ ደብሪ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344200158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo