ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ተሽከርከርቲ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ተጫረረቲ ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ዝሐደሱን

2 ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም : መለለይ ቲን ኣብ መቅባይነት ዝተመዝገቡን ምካኖም ናይ ሐምለ ወርሒ ናይ 2015 ዓም ቫት ዝከፈለሉ ድክለረሽን መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ ብር 5000

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምረሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ንሕድሕድ ደኩመንት ዘይምለስ ብ 50 ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስራሕ ዕ/ፋ/ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋሐሉ ዕት ጀሚሩ 13/02/2016 ዓም እስካብ 27/02/2016 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወሉ ሳንዱቅ ብምእታዉ ትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/02/2016 ዓም ሰዓት 6:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ዕለት 27/02/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት

6 በዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበረታ ብስለኪ ቁፅሪ 0344 40 18 75

ኣድራሻ ዓዲ ሓቂ ማሕበር ጉዳኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo