ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፡

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁዕሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

ተ.ቑ ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ ዝርዝር መግለፂ መለክዒ በዝሒ ናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ከለር ወረቐት /ሰርኪፍኬት/A4 ፃዕዳ ረጉድደስጣ100
2ኡሁ1 ደረጃብቁዕሪ20
3ፕላስተር ረጉድብቁዕሪ20
4ኣቃፊ በዓል ብረትብቁዕሪ50
5ኮምፒተር ቐለም05Aብቁዕሪ30
6ስቴፕለር ሽቦብቁዕሪ50
7ኮምፒተር ወረቐትA4ደስጣ100
8ካኪ ፖስታማእከላይዕሽግ10
9እስክሪቢቶባኬት10
10ናይ ማሕተም ቀለምብቁዕሪ10
11መዝገብማስኸላይብቁዕሪ10
12ከለር ወረቐት ኮምፒተርA4ብደስጣ10


እንክተሎም መምርሒ:-

4.እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 12/02/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 15/02/2016 ሰዓት 3፡00 ይኽፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:: 

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል:: 

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo