ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድልዩእዞም ፅሕፈት መሳረሒታት ብፐሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::

2ይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ መሰቦ

1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::

2. መለለዪ ንግዲ ፍቃድ (Tn Number)ምሰ ፎቶ ኮፒ ክትሽዙ ይግባእ፡፡

3. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ምዝገባ መቐረባይነት ከቅርብ ዝክእል፡፡

4. ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን::

5. እዚ ፕሮፎርማ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳር  እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ክቅርብ ዝክእል::

6. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምኻኑን ዘይምኻኑን ብንፁር ክቅምጥ ኣለዎ፡፡

7. ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማሕተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ::

8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምንካይ ወይ ምውሳኽ ይክእል::

9. ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ብሙልእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኢዩ::

10. ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

11. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/2/2016ዓ/ም ሳዓት 3:00 ተዓፅፈዩ ሰዓት 3:30 ይኽፈት::

ቅጥዒ መቅረቢ ዋጋ

ሪጋ ዓይነት ንብረት መለከዒ በዝሒ ናይ ሓደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ መብርሂ
1 ደስጣ ወረቐት 80 ግራም ቑፅሪ 100 Iso1400 1
2 እስክርቢቶ ሰማያዊ ፓኬት 10 መርኣያ
3እስክርቢቶ ቀይሕ ፓኬት 10 መርኣያ
4 ኮምፒተር ቀለም 05A ቑፅሪ 10 መርኣያ
5 ዳስተር ቑፅሪ 100 መርኣያ
6 ክላሰር ዕሹግ 02 መርኣያ
7 ኮላ(Wood fix) ቑፅሪ 10 መርኣያ
8 ሓቀፊ ቑዕሪ 20 መርኣያ
9 ስቴንስል DX2430 ቑፅሪ 20 መርኣያ
10 ቀለም D×2430 ቑፅሪ 20 መርኣያ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo