ኮሚን ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሪክቶሪት ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክአስር ይደሊ

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ አሰት ታክስ ተመዝገበቲ ዝኮንኩም መፍለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎ ቢሮ ፋይናንስ ምምሕዳር ሃፍትን ብዘዉፅኦ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመገብኩም መዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ መካይን ፅገና ጋራጅ ብመንገዲ ትራንስፖት ክልል ትግራይ ናይ 3ይ ደረጃ መረጋገፂ ብቃዓት ምስክር ወቀት ዘለዎም ከይኖም መረዳእታ ቅዳሕ ከክቡ ዝክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ካብ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ወይዘር ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 009 ካብ ዕለት 8 ጥቅምቲ 2016 ዓም ከሳብ 22 ጥቅምቲ 2016 ዓም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዕዳግ ይከአል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ዕለት ዕለት 22 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ  ቅድም ኢሎ ኣብ ዝተገለፀ ኣድራሻ ብግልፂ ይክፈት

6 ኣብዚ ጨረታ ተሳተፉ ተጫረቲ ሰዓራ ዝከዉን ብጠቅላላ ዋጋ ዝተሐተ ዘቅረበ እዩ

7 ተጫረቲ ወይድም ሕጋዊ ወከልቶም ተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተአጎጎልን

8 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረረፂ እንተኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበረታ ብቁፅሪ ስለኪ 0344409426 0344402431 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo