ድሚፂ ወይና ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን Computer Graphics core i 9 12900k በዝሒ 2 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

1 ፍቃድ ንግዲ 2015 ዓም ዝሐደሰን ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ 2015 ዓም ቫት ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ዉሕስና ጨረታ 10 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 8 ጥቅምቲ 2016 ዓም ክሳብ 19 ጥቅምቲ 2016 ዓም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ምዉሳደ ይከኣል

4 ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻልን ተክኒካልን መሊኩም ብሽሚ ዝተዓሸገ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ክተቅርቡ እትክእሉ

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 8 ጥቅምቲ 2016 ዓም ንተካታተልቲ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምፅናሕ 19 ጥቅምቲ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ረፋድ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 4 ደብሪ ዝርከብ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ይክፈት

6 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ተካታተልቲ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ በት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረከብ

7 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 እቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ድሚፂ ወያን ትግራይ ድህረ ገፅ www.dimtiwyan.com ወየድም ቢፊስቡክ ኣድራሸና .facebook.dimtiwyan.com ወይ ብአካል ብምምፃእ ኣብ ቢሮ ቆፅሪ 409 ምዉሳድ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስለኪ 0914735331 0931106137

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo