ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ሕጋዊያን ነጋዶ ባንዴራ ትግራይ ክንዕድግ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት

1 ምዝጉባት ተወሳከ እሰት ታክስ ዝኮኑ ናይ 2015 ዓም ወርሒ ሐምለ ተወሳኪ እሰት ታክስ አታዊ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 በቢ ሰለስተ ኣዋርሕ ፀብፃብ ተወሳኪ እሰት ታክስ ዝገበሩ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ መዓልቲታት ካብ 7 ጥቅምቲ ክሳብ 14 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 5:00 ረፋድ

4 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሺጉ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ይቀርብ

5 እቲ ጨረታ 14 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 5:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተከብሉ ይክፈት

6 መከበሪ ጨረታ መሸጢ ሰነድን ኣብ ዘዳላናዩ መዓቀኒ ተቀሚጡ ዘሎ ምካኑ ንገልፅ

7 ሰዓራይ ጨረታ እቲ ባንዴራ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ በት ፅሕፈትና ብዝሰዓረሉ ዕለት ካብ ዘተነፀሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲታት ኣታዊ ይገብር

8 በት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪታት ስለኪ 0914376030 0920862685 0914854851

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo