ፋቢሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘፈር እዚ ዝተዋፈሩምም አቅረብቲ ዝስዕብ ረቆሒ ብምምላእ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2014 ን 2015 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተመዝጋቢ እሰት ታክስ ማለት እዉን ቫት ወይ ድማ ቲኢቲ ዝኮኑን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መክበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጨረታ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ፐስታ ክሳብ 20 ጥቅምቲ 2016 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርብ አለዎ

5 ጨረታ 20 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:15 ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ አይረከቡ እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 ፋቢሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342410085 ወይ 0344405806 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo