ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣተን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ኣብቲ ዘርፊ እትነጥፉን ትሕት ኢሉ ዝተጠቐሰ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ፦

አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዘፈር ፋይናንስ


➢ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃደ ንግዲ

➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

➢ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም።

ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ብር 300.00 (ሰለስተ ሚኢቲ ብር ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃውዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 30/01/2016 -10/02/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክተእትዉ ከም ትኽእሉ ይገለፅ። እዚ ጨረታ መሰከርም 10/02/2016 ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

• ንተወሳኺ ሓበሬታ

0344-408912

0914008595

0920426802

‹‹ምስ ሰላምታ››

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሲፀጥታን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo