ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዘፈር ፋይናንስ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ቲን ናይ መቅረባይ ፈቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 30/01/2016 ዓም ክሳብ 10/02/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእተዉ ከም ትክእሉ ይገልፅ

5 እዚ ጨረታ መስከረም 10/02/2016 ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፀዩ በተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከለቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912  0914008595 0920426802

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo