ኮሚሽን መረፃ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክልተ ከብራ መኪና ንቤት ፅሕፈትና ሰርቪስ ዝኮነት ዝገልፅ ብፕፎርማ አወዳዲሩ ክራይ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን መረፃ ትግራይ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉምን

2 ሊብሬን ማንጃ ፍቃድ ዘለዉ ከምእዉን ናይ ዋንነት መረዳእታ ዘለዎ

3 ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/2/2013 ዓም ድሕሪ ሰዓት 830

4 ፖስታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/2/2013 ድሕሪ ሰዓት 930

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342407344

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo