ዞባ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋይ ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ኣቁሑ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘመን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐድሱ

2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/2/2013 ዓም ልክዕ ሰዓት 900 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/2/2013 ዓም ልክዕ ሰዓት 930 ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 4005165 / 0344405093

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo