ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ሳሙና ንቤት ፅሕፈትና ምክልካል ስግኣት ሐደጋ ድልዉነት ዝኮነ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዓቀኒ

በዝሒ

ሳሙና

በዓል 135 ግራም

ቁፅሪ

540

1 ተወደደርቲ ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ሰርትኬት ከምኡ እዉን ቲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎም

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ አለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/2/2013 ዓም ክሳብ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 300 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅርብ ይከኣል

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 330 ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342417787

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo