ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት :ናይ መድሓኒታት: ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ

1 ምስ ዝቀርቦ ኣቅሐ ዝተተሐሐዘን ብተመሳሰሊ ናይ 2013 ዓም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝእል

2 ኣብ ተወሳኪ እሴትበ ታክስ ተመዝጋቢ ምካኑ ከቅርብ ዝክእል

3 ዲክለራሽን መረዳእታ ካብ መስከረም 2013 ዓም ከቅርብ ዝክእል

4 ንግብሪ ከፈልቲ ዝተወሃበ መለለይ ቁፅሩ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ኣብ ዝፍፅሞም ዕደጋታት ንምክፋል ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዉሃብቲ ግልጋሎትን ዝተመዝገበ መረዳእታ ኣብ ሕድሕድ ስፐሲፊሽን ማህተም ገይሩ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንጨረታ መከበሪን ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ብር ንኤሌክትሮነክስ 3000 ብር ንመድሓኒታት ናዉቲ ሕክምናን 3000 ብር ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓሪ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ኣቅሓ ዋጋ 10 ሚአታዊ ዉዕሊ መከበሪ ኣትሒዙ ኣብ 3ተ መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ብናይ ባዕሉ መገጎዓዝያ ኣቅሑት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

8 ካብ ዕለት 20/2/2013 ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 30 ከፊሉ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝወዳደርሉ ዋጋ መሊኡ ብዝትዓሸገ ኢንቨሎፕ ኮፒን ብፖስታ ዝተዓሸገ ሳብ ዕለት 10/3/2013 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታ ክገብር ዝክእል

9  ጨረታ ዕለት 10/3/2013 ዓም ሰዓት 400 ተዓፅዩ ሰዓት 430 ይክፈት

10 ኣብ ዋጋ መዉሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ግልፂ ዘይኮነን ዋጋ ምምላእ ተቀባልኒት የብሉን

11 ካብቲ ዝተሐተተ ንብረት ወፃኢ በዓልካ ንብረት ቀይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም ኣይፍቀድን

12 ጨረታ እንትክፈት ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንተዝርከብ ይምረፅ

13 እቲ  ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊከሽን ክከዉን ይግባእ

14 ኮሌጅ ዘቅመጦም ረቆሒታት ንዘይኣማሊኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምካናን ብጥብቂ ነተሓሳስብ

15 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ዕደጋ ቀዳም ከይበፃሕካ ኤፍ ካፊ ንምዕራብ ገፅ ተዓፂፍካ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስሊ ቁፅሪ 3044408755

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo