ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦንድ ኃ/ ዝተ /ዉ /ኩባንያ አብ ወረዳታት እ /መኮኒ ኦፍላን ዝርከብ ናይ ባዕሉባህር ዛፍ ቆሪፁ ናብ ትካል ንምእታወዉ ዝሕግዝ ሓድሽን ፅገናን ግዝያዊ መንገድታት ( Access Roads) ዝሰርሑ ሕጋዊ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባኡ ረቃሕታት

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝከነ በዚ ዘርፊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን ዘሐደሱን ክኮኑ ኣለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጅናልን ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም

2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ንግዲ ምዝገባ ቁፅሪ ወይ ድማ ቲን ክህልወዎ ይግባእ

5 ተጫረቲ ብፖስታ ዝተዓሸገብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ ብር 2% ከትሕዝ ይግባእ

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዓርብ ዕለት 09/11/2020ዓ/ፈ ልክዕ ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ማይ ጨዉ ቀበሌ ኣብ ዝርከብ ኩባንያና ይክፈት ትካልና ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ናይ ምክፋት መሰል ኣለዎ

7 ተጫረቲ ዘቅርቡዎ ዓይነት ማሽነሪታት ናቲ ስራሕ ንምስራሕ ብቅዓት ዘለዎ ክኮዉን ኣለዎ

8 ሰዓራይ ተጫራታይ ዘቅርቦ  ማሽን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወፃኢ ናብ እቲ ዝተጠቀሰ ናይ ስራሕ ቦታ ሳይት የጋዕዝ ስራሕ ምስ ወደአ ድማ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ዝምልስ

9 ኩባንያና ነዚ ጨረታ ብክፋለ ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 47 77 12 59 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo