ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ መኪና፡ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ናዉቲ ፅሬት ፣ኤለክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናዉቲ ሳኒተሪ ፣ዕጥቂ ስፖርት ፡መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ቅዲ ስፌትን ማእለማት ጥልፍን ምግብን ናይ ደቂ ተነስትዮ ቁንጅና ሳሎንን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሕታት

1ናይ 2008Â ዓ ∙ምÂ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድÂ ቅደሕ ዘቅርብ

2 መለለየ ቁፅሪÂ ወይንድማ ቲን ነምበር በቲ ዘርፊ ዘሐደሰ መቅረባይነት ዘቅርብ

3 ተመዝገብተቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምÂ ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓምÂ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዘቅርብ

4 ሰነድ ጨረታÂ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ከፊሉ ካብ ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ ከይዲ ስራሕÂ ዕቀባÂ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትንÂ ቢሮ ቁፅሪÂ 107 ካብ ክልል ትግራይ ቢሮ ቴክኒክን ስልጠናን ድማ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከምኡዉን ካብ ፌደራል ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ኤጀንሲ ካብ 28 ለካቲትÂ 2008 ዓ∙ ም Â ምዉሳድ ትክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ ንመኪና 16000 ቅርሺ ንዝተረፉ ዕዲጊታት ድማ 5000 በቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማÂ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 መወዳደሪ ሰነድ ብዝንበብ ፅሑፍ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ፊርማንÂ ማህተምÂ ክግበረሉ ኣለዎ

 7 ተወዳደርቲ ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይንኩም ዝሰዓርኩምሉ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10  መዓልቲ አታዊ ትገብሩ

8 ዝቀርብ ንብረትÂ ፅሬቱ ዝሓለወንÂ ናብ ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያÂ ከቅርብ ዝክእል

9 ብተወዳደርቲ ዝምላእ ናይ ጨረታ ሰነድ ብናይቲ ትካል ቅጥዒ መሰረት ኮይኑ ብፖስታ ተዓሽጉ ማህተም ዓሪፍዎÂ ኣለዎ

10 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ Â 12 መጋቢትÂ 2008 ዓ ∙ም ልክዕ ሰዓት 4 ፡00Â Â ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4 30 ኣብ መቀለÂ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ከይዲ ሰርሕ ዕደጋን ፋይናንስን Â Â ምምሕዳር ንብረትንÂ ባዕሎም ወይንም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ኮይኑ ብዘይለዉሉ እዉን ትሕጃ ተትሒዞምÂ ክክፈት ይክእል እዩ

11 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0344443582 Â ወይንድማ 0914777722Â Â ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo