ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

1 በበዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መቕረባይነት ዘለኩም

2 መመለይ ቁፅሪ ወረቀት ምስክር ዝተመዝገብኩም፣ ናይ መድሓኒት ዝተሓደሰ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ

3 ተጫረቲ ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ ሰነድ ዝርዝር ብምትሓዝ ዓሺጉኩም ኣብ ሳንዱቕ ጨረታ ከተእትዉ አለኩም

4 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሸራሮ ማያኒ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ክትወስዱ ትክእሉ

5 ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተርኩቡ እትክእሉ

6 ካብ ዘሰዓርኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ 5000.00 ቅርሺ ከተትሕዙ እትክእሉ

7 አብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝኮዉን ገንዘብ ሕጋዊ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋፀ ሕጋዊ ክፍሊት ቼክን ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ 10 %ጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ እትክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/03/2013 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 48 50 00 71

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo