ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ፣ ኣብቲ ትካል ዘለዋ ተሽከርከርቲ ጂፒኤስን፣ ስፒዶ ሜትርን ክገጥመለን ስለ ዝደለየ ኣጫሪቱ ክዕድም ይደሊ

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡሉ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 2% ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣሎዎም

3ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 08/02/2013ዓ/ም ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 08/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡15 ረፋድ ይክፈት

6 ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 58 06/ 03 48 40 03 62

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo