ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ክሳብ ዕለት 19/03/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 19/02/ 2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 2

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo