ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ፣ ሎት 1 ናይ መኪና ጎማ ስፔር ፣ ሎት2 ሽም ዝርዝር ብማይካ፣ ክስረሐሉ ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ከስርሕን ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ / በመምርሒ ሕደሳ ናይ ምሕዳስ ግዚኡ ዘይሓለፎን ዘሐደሰን ሙሉእ ገፅ ኮፒ መረዳእታ አተሓሒዙ ዘቕርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ፣ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረዳእታ ሙሉእ ገፅ ፎቶ ኮፒ ገይሩ አተሓሒዙ ዘቕርብ

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ንናይ መኪና ጎማ 7000.00 ፣ዝርዝር ብማይካ 1000 ብሽም ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ከትሕዝ አለዎ

4 ዋጋ ዝምለአሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ንሓደ ዘይምለስ 50 ብር ከፊልኩም ካብ ዕለት 18/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/03/2013ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

5ተመልኢ ብፖስታ ተዓሺጉ ንዐኡ ተባሂሉ ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 08 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 03/03/2012ዓ/ም ዓት ዘእትዉ

6 እቲ ሰነድ ጨረታ ዕለት03/03/2013ዓ/ም ሰዓት8፡30 ድ/ሰዓት ተዓሺጉ በቲ ዕለት ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 65 70/ 03 42 40 01 17

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo