ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ካብ ዘለዉ ዘገልገሉ ቱቦታትን ብረትን ፣ መገጣጠምታት ትቦን ፣ ቁርፅራፅ ትቦታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ  

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1 ስለዚ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ቅርሺ) እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/02/2013ዓ/ም ክሳብ 27/02/2013ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 07 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

2.ሰንዱቅ ጨረታ 27/02/2013 ዓም ሰዓት 7:30 ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፈት መሰሉ ሕሉዉ እዩ

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 47 73 05 77/03 47 73 02 69

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo