ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብቲ ኮሌጅ ንዝርከብ ማሕበረሰብ ግልጋሎት ዝህብ ካፍተርያን ፣ ናይ መኪናመለዋወጢ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለየ ሰርተፊኬት ዘለኩምን

3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ሰርተፊኬት ዘለኩም

4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክትከፍሉ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ካብ 17/02/2013ዓ/ም ክሳብ 19/02/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ብምዉሳድ ኣብ መወዳደሪ ዶክሜንተኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሊ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ትኽእሉ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 20/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት3፡30 ኣብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፀሪ 08 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 45 92

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo