መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘስርሖ ዘመናዊ ዕደጋ ማእከል ዝርከብ ስፍሓቱ 3039.40 ካሬ ሜትር ዝኮነ ናይ መኪና መቐመጢ /ፓርኪንግ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ በዚይ መሰረት

መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር

1 ብግልጋሎት ፓርኪንግ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ

2 ናይ 2013ዓ/ም ግብሪ ከፊሎም ዘሐደሱ

3 ናይ ፓርኪንግ ግልጋሎት ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ መምርሒ ዘማልኡ

4 ዘይምለስ ንዝተደለወ ሰነድ ብር 200 ብምክፋል ምዉሳድ ዝኽእሉ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ዉሕስና 50,000.00 ሺሕ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ናይ ጨረረታ ሰነድ ካብ ጥቅምቲ 12/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ጥቅምቲ 25/2013ዓም ሰዓት 9፡00 ብምዉሳድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብፖስታ ኣሺኩም ከተእትዉ ይግባእ

7 እዚ ጨረታ ጥቅምቲ 25/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ጥቅምቲ 25/2013ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

9 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 53 16

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo