አብ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዩßያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ንጋራጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቶዮታ መፋትሒ አቑሑ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ

                                          ናይ ጨረታ ምልክታ

አብ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዩßያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ንጋራጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቶዮታ መፋትሒ አቑሑ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ስለዚ ክጫረቱ ዝደለዩ ተጫረቲ ቀፂሉ ተዘርዘሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝኽእሉ ምኻኖም ንሕብር

1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 11 ዒስራ ቅርሺ / 20. 00 /ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይኽእሉ::

2 ተጫረቲ ካብ ዘቕረብዎ ድሕሪ ቫት ካብ ዘሎ ጠቕላላ ዋጋ 2 % ክልተ ካብ ሚኢቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ኣይፍቀድን::

3 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/01/07 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ናብ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዩßያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ሰነድ ጨረተኦም ከቕርቡ ይኽእሉ ::

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 26 /01/ 07 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዩßያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸቡሉ እዩ::

5 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሴርቲፊኬት ፎቶ ኮፒን ኦርጂናልን ሒዞም ክቐርቡ አለዎም::

6 እቲ ማሕበር ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኾነ ብኽፋል ንምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo