ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ

ሆስፒታል ዉቅሮ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነትን

2 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 12/02/2013ዓ/ም እስካብ 16/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተመሊኢ ዝቀርቡ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 16/02/20132ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸዉን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo