ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበርና ዝኮነ ብሴቶች ቤት ብልዒ ዝፍለጥ ብደቡብ መንገዲ ብምዕራብ ኣስፋልት መንገዲ ዝዋሰን ጎኒ ሚላኖ ዝኮነ ዘሎዎ ክፈቲ ቦታ ስፍሓቱ 3249ሜ2 ዝኮነ ብግዝያዉነት ሰሪሖም ንባህላዊ ኣዳራሽ ቤት ብልዒ ፣ መናፈሻን ተዛመድትን ንግዲ ግልጋሎት ሰሪሖም ክጥቀሙ ንዝደልዩ ስራሕቲ ን 3 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት ንተጫረቲ ትዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ካብ ዝኣተወሉ ዉዕል ወፃኢ ንኻሊእ ግልጋሎት ከዉዕል ዘይክአል

2 መዐደጊ ሰነድ ብር 100 ከፊሉ ክወስድ ዝክእል ሰነድ ዕድጊት ቅዳሕ ኣብ ቴክኒካዊ ፖስታ ክኣትዉ ኣለዎ

3 ናይ ዘእተዎ 10000.00 ብሲፒኦ ጨረታ መኸበሪ ከትሕዝ ዝክእል ዘሸነፈ ተጫራቲ መኸበሪ ዉዕል 50000.00 ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 13/02/2013ክሳብ 02/03/2010 ይከዉን

5 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 02/03/2013 ልክዕ ሰዓት 8፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo