ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ቪድዩ ካሜራ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝኸፈለ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

2 ኣብ ቢሮ ፋይ/ ኢኮ /ልምዓት ናይ መቕረባይነት ቫትን (VAT) ዝተመዝገበ::

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል::

4 ናይ ወርሒ ጥሪ/2008 ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል::

5 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩመንት ካብ ኮሚሽን ቢሮ ቑፅሪ 268 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ክወሰዱ ይኽእሉ

6 ካብ ዕለት 21/06/2008 ክሳብ 5/ 07/2007 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሙዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ዕለት 05/07/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቐትሪ ዝዕፆ ይኸዉን::

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 05/07/2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ይኽዉን::

9 ኩሉ ጨረታ ተወዳደራይ አብቲ ዝተነፀረ ግዜ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

10 ጨረታ ብሸምዒ ዝተአሸገ ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ብንፁር የቅምጥ::

11 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስርሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር::

10 ሰዓረይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽንና ኸቕርብ ዝኽእል::

12 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተነ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኾኑ ንቐፃሊ ኣብ ዕዳጋ መንግስቲ ንከይሳተፍ ከምዝግበርን ዘትሓዝዎ መክበሪ ጨረታ ከምዝዉረስን::

13 እቲ ኮሚሽን ዝሐሻ መማረፂ ተረኺቡ ብክፋል ይኹን በሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዘ መሰሉ ሕልዉ ኾይኑ ከም ዉን ኣብ ዘጫረቶ ንብረት በዝሒ ምዉሳኽን ምቅናስን ዝከኣል ምኻኑ

14 ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ንዝመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ከምዘይንሉ::

15 አብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ንዘይኾኑ ሐሳባት ብመብራህርሁ ብፅሑፍ ምሕታት ከምዝከአል::

16 ንተወሳኪ ሐበሬታ አበ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1 ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 268 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 404417 ምሕታት ይካኣል::
Â

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo