ኹሓ ሆስፒታል ን2013ዓ/ም ን ኹሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ዓይነታት ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሐትም ስለዝተደለየ ዝምልከቶኩም ናይዚ መቕረብቱ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ረቃሕታት ንከተቅርቡ ንገልፅ

ሆስፒታል ኩሓ

1 ንግዲ ፍቃድ ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ቫት ምዝጉባት

4 መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ግድን ይኸዉን በዓል ዋና ንግዲ ፍቃድ ሽምን ፌርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

5ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ኹሓ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደ/ንብ/ፋይ ምምሕዳር ቑፅሪ 48 ምዉሳድ ይኻኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ብር 5000 ብር ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ካዓ ብጥረ ገዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝክእል ኮይኑ ዕለት 24/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

8 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 48 02 21 / 09 14 00 80 94 /0 914 02 18 35 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo