ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ከሐትምን ይደሊ

ኤጀንሲ ማዕድን ኤነርጂ ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መቅረባይነትን ዘሐደሰ ቲን ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ ወረቀትን ናይ ነሓሰ ወርሒ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 3000 ፣ ስራሕቲ ሕትመትን 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

4 ዝተዳለወ ጨረታ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 15 ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 25/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ምዉሳድ ይካኣል

5 ጨረታ 25/02/2013ዓ/ ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ተዓፅዩ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ይከዉን

6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መራገፍን ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ

7 እቲ ዝቀርብ ንብረት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን ይክእል እዩ

8 ተጫራታይ ዘቅርበዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ዘቅርቡ

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልታት ን 30 መዓልታት ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መለሱ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 1209

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo