ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ መድሓኒት እንስሳት ፣ ካብ ሕጋዉያን ተጫረቲ ክዕድግ ስለዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ

1 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ ፍቃድ ንግዲ 2013ዓ/ም ዘሐደሰ ኣብ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሞተርን ዕጥቂ ስፖርትን እትወዳደሩ  ናይ ወርሒ ሓምለ/ነሓሰ/ መስከረምን ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዝተሓደሰ መለለይ መንነት ዘቅርቡ

3 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን  ዕጥቂ ስፖርት ን 3000 ቅርሺ፣  ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ

4 ሰዓራይ ዉዕል ክኣስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ይግባእ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 09/02/2013ዓ/ም ክሳብ 23/02/2013ዓ/ም ዘይምልስ 60 ቅርሺ ብምክልፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

7 ኣብ ዝግዛእ ንብረት 20 ሚኢታዊ ክዉስክን ክቅንስን ይክእል እዩ

 8 እቲ ጨረታ 24/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተይክፈት

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 32 00 94

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo