ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ባህላዉን ተፈጥሮኣዉን ታሪካዉን መስሕባት ትግራይ ንምልላይ ትግራይ መበቆል ጥንታዊ ስልጣነ ብዝብል እምረት ስም ነዚ ሓሳብ ዝዉክል ምስሊ ሎጎ ከስርሕ ወይ ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣ ካላዉዶ ዝገበረት፣ ሳልሳይ ወገን ዝእተዋ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 09/02/2013ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልቲ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 01/03/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ይዕፀዉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 01/03/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይክፈት

6 ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘረክብ

7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝን እቲ ንብረት ኣድላይ ኮይኑ እንተተረኪቡ 20% ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo