ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንአብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር /ናይ ቢሮ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሕታት እትማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ Tin /ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ሕጋዊ ማሕተም አብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቕርብ::

2 ንፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት ንኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ዝጫረቱ ተጫረቲ ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ጥሪ 2008 ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋ/ክ/ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00Â Â በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ብር ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን 3000 ብር ናይ ሕትመት ግልጋሎትን 3000 ብር ናይ ፈርኒቸር/ናይ ቢሮ ኣቁሑት/ Â 1000 ብር Â ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

5 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 22/06 /2008 ዓ/ም ክሳብ 6/7/2008 ዓ/ም ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 7/07/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 7/ 07 /2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነይኩን ፅሑፍ ምፅሐፍ ኣይፍቀድን

9 ናይ ጨረታ ሰነድ አርጅናልን ፎቶኮፒን ከቀርብ አለዎ

10 ኣድራሻና ሰሜን ከባቢያዊ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ኮይኑ ፊትን ፊት ሄራ ን ሆቴል/ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ምፅእ ኢልካ/ ::

11 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0914031563/ 0920433146 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

12 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈት ንበዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo