ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ንበጀት ዓመት 2013 ዓም ናይ መኪና ጋራዥ ፅገናን፣ ናይ ሰራሕተኛታት ካፍተርያ ንኣናእሽተይ ደቀቅትን ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ መለለይ ቑፅሪ ዘለኩም ቢሮ ትልምን ፋይናስን ብዘዉፅኦ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክቕርብ ዝኽእል

2 ንፅገና ጋራዥ ደረጃ 3ተ ልዕሊኡን ዝከዉን

3 መኽበሪ ጨረታ ንፅገና ጋራዥ 4000 (ኣርባዕተ ሽሕ ) ናይ ሰራሕተኛታት ካፍተርያ 2500 (ክልተ ሽሕን ሓምሽተ ሚኢትን )  ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ

4ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቢሮ ቑፅሪ 8 ካብ ዕለት 09/02/2013 ዓ/ም ክሳብ 24/02/2013ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት

5 ናይ መኪና ፅገና ጋራዥ 24/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ካፍተርያ ድማ 24/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይተኣጎጎልን

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo