ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ካብ ዝተበጀተ በጀት ኣብ ቀበሌ 04 ሑሉፍ በርሀ መንበሪ ክሳብ ሃፍቱ ገሰሰ መንበሪ ጂችን ካርቬርትን ስላቭ ከበርን ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ፕሮጀክት መፍለይ ቁፅሪ ዕደጋ ማይጨዉ / CW /DR /04 /13 ዝኾነ ፕሮጀክት ንምስራሕ ብደረጃ ብርኪ 8ተ ጀነራል ኮንትራክተር ማለት እዉን GC 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት BC ህንፃ ኮንትራክተር ብደረጃ 8ተ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት RC መንገዲ ኮንትራክተር ናይ ኮንሰትራክሽን ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ዘለዎም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ

1 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ዋናን ቅዳሕን ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተወሃበ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት RC ህንፃ ኮንትራክተር  ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት RC መንገዲ ኮንትራክተር ናይ ኮንሰትራክሽን ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ክቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ደረጃ 8ተ GCጀነራል ኮንትራክተር RC መንገዲ ኮንትራክተር ወይ እዉን BC ህንፃ ኮንትራክተር ናይ ኮንስትራክሽን ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ

5 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ካርዲ ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምሰክር ወረቀት ማለት እዉን ቲን ናምበር  ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ዘቅርቡን ናይ ዝሓለፈ 3ተ ኣወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

8 ኣብዚ ፕሮጀክት ዝሳተፉ RC መንገዲ ኮንትራክተር BC ህንፃ ኮንትራክተር ን GC ጀነራል ኮንትራክተር ምሰክር ወረቀት ዘለዎም

9 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 23/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ካብ  ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ  ቁፅሪ 3 ዘየምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ እዮም

10 መኸበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ 10000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

11  እቲ ጨረታ ሳንዱቕ 23/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 81 45

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo