ዉቅሮ ጠቅላላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ናይ ኮምፒተር፣ ፕሪንተር ፣ ፎቶ ኮፒ ን ካልኦት ማሽናትን ኣቅሑትን ንምፅጋን ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሆስፒታል ዉቅሮ

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከምኡ እዉን ቲን ናምበርን ኣብ ትልምን ፋይናንስን ብምቅረባይነት ዝተመዝገቡን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ

2 ንጨረታ መክበሪ ትሕጃ ብር 2000 /ክልተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ /CPO/ ከትሕዝ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 07/02 /2013 ዓ/ም እስካብ 16/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዘይምለሰ ብር 30 ከፊልካ ካብ ዉቅሮ ጠቅላላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 1 ምዉሳድ ይከኣል

4 እዚ ጨረታ ዕለት 16/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሳኪ መምርሒ ተጫረቲ ሰነድ ይመልከቱ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430057 ደዊልካ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo