ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ዘሎ ሓድሽ ሚድያን ንምስራሕ ንዝተወደቡ መናእሰይ ዘገልግል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት

1 በቲ ዘፈር ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘበን ግበሪ ዝከፈልኩም ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር

2 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ተቅርቡ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ካብ 04/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

4 መኸበሪ ጨረታ ስፒኦ 5000.00 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 02 67

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo