ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ፅ/ታት መካይን መስርሒ ኢድ ዋጋ ጋራጅ ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወ/ኣበርገለ የጭላ

1 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወ/ኣበርገለ የጭላ ተጫረቲ ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ ኣለዎም ፣ወርሓዊ ቫት ዲክላሬሽን ከቅርቡ ኣለዎም ፣ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ከቅርቡ ዝክእሉ ፣ዝተሃደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ፣በቲ መስመር ን 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኣብ ከይዲ ጨረታ ከጭበርብር ዝምኩር ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኸውን፤ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፉ ከም ዝገብርን፤ ዘትሓዝዎ መኸበሪ ጨረታ ከምዝውረስን ፈሊጦም ስርዓት ጨረታ ኣክቢሮም ዝኣትው፤

3 ሙሉእ ሰነድ ጨረታ እዙይ ምልክታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ናይ ዶክሜንት ዋጋ ብምክፋል ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወ/ኣበርገለ የጭላ ጨረታ ኮሚቴ ካብ ዝተቃልሐሉ ዕለት 06/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰነድ ጨረታ 23/02/2013ዓ/ም ዝሽወጠሉን ኣብ አየር ዝፀንሓሉን ግዜ ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለይ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወ/ኣበርገለ የጭላ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 28 ይክፈት

4 አሸነፍቲ ምስፈለጡ ፈሊጦም ድሕሪ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ውዕሊ ዝኣስሩን መኸበሪ ናይ ሰራሕ ፕሮፎርማንስ ቦንድ 10% ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ምስ ኣትሐዙን ዝልቀቅ ይኸውን።

5 መኸበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ብባንኪ ዝተረጋፀ ቼክ ሲፒኦ ወይ ዝተረጋገፀ ዉሕስና ከምኡ እዉንጥረ ገንዘብ ኮይኑ ክሳብ ዉዕሊ ዝአስር ዘገልግል ይኸዉን

6  እቲ ዘትሓዝዎ መኽበሪ ብር 7000.00 (ሸዉዓተ ሽሕ) ክሳብ ውዕሊ ዝኣሰሩ ዘገልግል ኮይኑ ውዕሊ ምሰ ኣሰሩ መኸበሪ ናይ ሰራሕ ፕሮፎርማንስ ቦንድ 10% ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ምስ ኣትሐዙን ዝልቀቅ ይኸውን።

7 መኸበሪ ጨረታ ውዕሊ ኣፈፃፅማ ሰራሕ 10% ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋፀ ቼክ ሲፒኦ ወይ ዝተረጋገፀ ዉሕስና  ምስ ኣታሓዙን ውዕሊ ምስ አሰሩን ይልቀቀሎም።

8 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኾይን እቲ ዘቐረበ ንብረት ማዕረ ተማቂሎም ዝወስዱ ምዃኖም፤

9  ሰዓራይ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ናብ ወ/ጣ/ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይ/ምም/ር ኣታዊ ዝገብር፤

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 22 01 26/ 00 69

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo