ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ School Computer net work installation ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክተስርሕ ስለዝደለየት ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተረዝረዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ትዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ዝኾኑ

4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ 5,000.00 ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

6 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ቅርሺ ብምክፍል ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 430 ክወስድ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ዶክመንት ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጀናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 06/02/2013ክሳብ 20/02/2013ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

8 እቲ ጨረታ 20/02/2013 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo