ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ንደም ለገስቲ ዘገልግሉ ብስኩት ንእሽተይ ማይን ንእሽተይ ለስላሳን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 04፡00 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo