ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ዓይኒ ሕክምና ግልጋሎት ንምርካብ ብጨረታ አወዳዲሩ ክወዳድር ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ኽተቕርቡ ንዕድም

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከተታሕዙ ትክእሉ

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬትን ኮፒን ክተታሓሕዙ ትክእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ

4 ሰዓራይ ምኻኖም እንተፈሊጦም ኣብ 5ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ክሳብ 18/02/2013ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 56

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo