ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን ግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕል መዐቀኒ ሙቀት /ቴርሞ ሜትር/ ( Infrared front head thermometr ) በዝሒ 05 ክዕድግ የደሊ ስለዝኮነ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለዩ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 እዚ ፕሮፎርማ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

5 ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

6 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

7 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ዕለት 07/02/2013 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345599847 ምድዋልይካኣልእዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo