ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ዛና ንናይ ወረዳና ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዳ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና

1 ናይ 2012/13 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ምስክር ወረቀት መፍለይ ቁፅሪ ከፈላይ ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስን ቅዳሕ ከቅርብን ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘወራደድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ  ዛና  ምዉሳድ ይክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 10,000 ቅርሺ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 26/01/ 2013 ዓም ክሳብ 11/02/2013 ዓም ከይኑ 11/02/2013 ዓም ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ኣታዊ ክገብር አለዎ

8 ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

9 እቲ ቤት ሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0343480362 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo