ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፡መለዋወጢ መኪና አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ስለዚ ስዒቦም እንገልፆም ረቀሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

  1. ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ
  2. መለለዩ ከፋልነት ቁፅሪ መቅረባይነትን ዘለዎ
  3. ቫት ወይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑ
  4. ብተወሳኪ ናይ ቫት ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት መረዳእታን ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. ተጨረታ መትሐዚ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ ይግባእ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ንነፍስወከፍ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይክእሉ
  6. ጨረታ ዝዕፀወሉ 5 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ክፍሊ ቁፅሪ 245ይክፈት
  7. ጨረታ ወፃኢ ካብ ዝትቃለሐሉ ማለት ዉን ካብ ዝተለጠፈሉ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቀሒ ካብ 21 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ መጋቢት 5 2008 ዓም ሰነደ ምስተገዝአ ብሽምዒ ብዝዓሸገ ፖስታÂ ዋናን ቅዳሕን ብምንፅፃር ክልተ ፖሰታ ከቅርብ ዝግባእ ኮይኑ እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይከዉን

አድራሻ

ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ለፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኣብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ 1 ማለት እዉን ብሎክ 1 ኣብ መሬት ቢሮ ቁፅሪ 245Â

እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344417637

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo