ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2013 ዓም ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንአገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በዚ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012 /2013 ዓም ዝተሐደሰ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ዝተመዝገበ ክክዉን አለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ዓድዋ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል፤

5 መከበሪ ጨረታ ( Bid BOnd ) ንኤሌክትሮኒክስን 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ፅሬት ነብስወከፎም 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይትመስረተዉስና ባንኪ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ለቴር አፈ ክሬዲት ከትሕዝ ዝክእል፤

5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዝሐዘ ኮይኑ

6 ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ናብ ከተማ ዓድዋ ትልምን ፋይናስን ከቅርብ ዝክእል፤

7 ሰነድ ጨረታ  ካብ 03/02/2013 ዓ/ም ጀሚሩ 18/02/2013 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ከብ 30 መዓልቲ ዘይበልፅ ይከዉን።

9 ተጫረቲ ንዝቅርብዎ ንብረት ብፍላይ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንሐደ ዓመት ዉሕስና ክህብ ዝክእልን ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ድማ ቤት ፅሕፈት ብዝቅርቦ ስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347-71 1374 / 0347711376 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo