ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ኣናእሽተይን ዓበይትን መካይን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ መደበኛ በጀት ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን ናይ ወርሒ እዋናዊ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩኩም

5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሳንዱቅ ጨረታ 18/02/2013ዓ/ም ሰዓት8፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 44 45 32 28

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo