ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ፣ ናይ ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ፣ ተመዝጋቢ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዝኮነ ዘለዎ፣ ክወዳደር ይክእል

2 ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ 02 /02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ንግስተ ሰባ ዓድዋደ/ ከ/ዕ/ፋ/ም/ን ቢሮ ቁፅሪ 05 ዘይምለስ 50ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታን

4 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ህንፃ ፣  ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ  5000.00 ብር ኮይኑ ብባንኪ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ 2012 መቅረባይነት ሰርትኪፌተ ዘለዎም

6 ሰዓራይ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርብ

7 እቲ ጨረታ ክሳብ 16/02/2013ሰዓት 4፡00 ኣታዊ ዝግበር ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓት 4፡30  መሳርሒ ህንፃ ፣ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ ዝተፈላለየ ቅርፂ ዘለዎም ኮብልስቶን ኣቅሑትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

8 ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ተንከፍ ናይ ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑትን ን ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓት 4፡30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 መኸበሪ ጨረታ ኩሎም 5000 ቅርሺ ኮይኑ ብባንኪ ዝተረጋፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

10 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 60 መዓልትታት

11 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሐለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 78 83 59 /09 21 61 61 87 /03 42 71 00 60 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo