ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ዝርዝር ኣቁሑት

መዓቀኒ

በዝሒÂ

መብረሂ

1

ኣዲሲ ጎማ ምስካላመደርያ

ቁፅሪ

30

7.5 x16 በዓል 12 ክሪ

Â

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንኤሌክትሮኒክስÂ 5000 / ብር ሓሙሽተ ሽሕ/ Â ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እስካብ 6 መጋቢት /2008 ዓ/ም ስዓት 8:30 ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  7. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
  8. እቲ ጨረታ መጋቢት 6 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪÂ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  9. Â ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ሓቲሙ ከረክብ ዝኽእል:;
  10. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  11. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 03 44 40 99 23Â ምድዋልይከአልእዩ:;

Â

Â

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo