ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ / ፈርኒቸር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ

1 በዚ ዘፈር ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ  መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር  ዘለኩም

4 መረዳእታ ተመዝገብቲ እሴት ታክስ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ 10 ሚእታዊ ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣስሩ ኣበ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮም ኣቅሑት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ዝገብር

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ፣መሳርሒ ፅሕፈት 1000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ / ፈርኒቸር/ 1000 ቅርሺ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 15000 ቅርሺ  ፣ ሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም

7 እቲ ጨረታ 19/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 3:30 ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50.00 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ 04/02/2013ዓ/ም ክሳብ 19/02/2013ዓ/ም ምግዛእ ይከኣል፤

9 ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ

10 ሰዓራይ 20 % ኣብ ነዉሰወከፍ ዓይነት ንብረት ዝቅንሰ ወይ ዝዉስክ ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347-740003/03 47 74 06 10 /09 20 87 01 99 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo